COVID-19 BECAUSE LIFE MATTERS

This video presents COVID-19 BECAUSE LIFE MATTERS – Advice and Information for Tigrinya speakers – of Eritrea and Ethiopia origin for COVID-19 preparedness. ኮሮና – ህይወት ኣዝያ ስለእተገድስ ክቡራት ኣሓትን / ኣሕዋትን ፍናን – ኮሮና /ሕይወት ኣገዳሲት ስለዝኾነት – ብዝብል ቴማ ንዛ ቪድዮ ተቕርበልኩም። ኣገደስቲ ሓበሬታትን ሓፈሻዊ መልክዕን ኖቬል ኮሮና-ቫይረስ ካብ ዝተፈላለዩ ክኢላታትን ኣብተን ዝተፈልጣ […]

Download F’NAN Corona Guide Click this link

ክቡራት ኣሓትን / ኣሕዋትን ፍናን – ኮሮና /ሕይወት ኣገዳሲት ስለዝኾነት – ብዝብል ቴማ ንዛ ቪድዮ ተቕርበልኩም። ኣገደስቲ ሓበሬታትን ሓፈሻዊ መልክዕን ኖቬል ኮሮና-ቫይረስ ካብ ዝተፈላለዩ ክኢላታትን ኣብተን ዝተፈልጣ ማዕከናት ከም በዓል መዚ ጥዕና ዓለም(WHO)፡ ማዕከል መቆጻጸሪ ሕማማት(CDC) ኣሜሪካ ካብዝወሃብ ዘሎ መምሪሒታት ጽሙቕ ኣቢልና ነቕርበልኩም። ናብ ኩሉ ክባጻሕ ሼር ንግበር፡ ብሕልፊ ናብቶም ከንብቡን ክጽሕፉን ዘይክእሉ ክፋላት ሕብረተሰብና። […]