FNAN EMPLOYABILITY WORKSHOP Started

FNAN EMPLOYABILITY WORKSHOP ፍናን ንደገፍ መንእሰያትን ቤተሰብን ዓባይ ብሪጣንያ ንስራሕ ምርካብ ዘድልዩና ክእለታት ከነኻዕብት ኣብ እዞም ኣብዚ ስእሊ ሰፊሮም ዘለዉ ነጥብታት ኣድህቦ ዝህብ ትምህርቲ ኣብ ኣርባዕተ ተኸታታልቲ ሰሚናራት ካብ ዓርቢ ዕለት 09 ጥቅምቲ ጀሚራ ኣብ ሰዓታት 2:30 PM ክሳብ ሰዓት 4:00 PM ዘሎ እዋን ብZOOM ኣቢላ ክትህብ ሙዃና እናበሰርና፡ ኣብዚ መኣዲ ክትጽንበርዋ ፍናን ብኽብሪ ትዕድም። […]