Celebrating Rahel Tesfai founder of FroHub

ሓፍትና ራሄል ተስፋይ ሓንቲ ካብ እተን ሚእቲ ብሉጻት ደቀንስትዮ ናይ ቴክኖሎጂ ኣብ 2020 ስለዝተሓጽየት ሓጎስና ከም ፍናን ኣዝዮ ዓቢ እዩ። ራሄል ከም ሓንቲ ብልጽቲ ኤርትራዊት ኩሉ ምትብባዓትና ከድልያ እዩ፡ ሓደ ካብዚ ኸኣ ንዓኣ ምርጫና ምህብ እዩ። ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኢንተርነት ሊንክ ኣቢልኩም ወይ ከኣ ብዝቀለለ ነዛ ኮድ ብካሜራ ስካን ግበርዋ። ተዓዋቲት ትግለጸሉ መዓልቲ ኣብ 16 […]