ናይ ስራሕ መርከቢ ስልጠና

ናይ ስራሕ መርከቢ፡ ስልጠና ብነጻ ዝወሃብ ፡ ኣዝዩ ዝጥለብ ስልጠና። ካብ ዓርቢ ጥሪ 22,2021 ጀሚሩ ብዙም/ZOOM 7:00pm to 9:00pm ዓርቢ ዓርቢ ንሰለስተ ሰሙን ዝወሃብ ስልጠና። ናይ ዙም ኣድራሻ Meeting ID: 914 9825 7152 ነዚኣ https://zoom.us/s/91498257152 ዙም መእተዊት ጠውቑ ፍናን ኣብ ዝሓለፋ ኣዋርሕ ዕዉት ናይ ስራሕ መርከቢ ዓውደ-ትምህርቲ ኣዳልያ ስልጠና ሂባ ኔራ። እዚ ከየምልጠና ሃየ ድኣ […]