Refugee Study Information

ኣገዳሲ ሓበሬታታት፡ ብዛዕባ ዘለዉ ናይ ስኮላርሺፕ ዕድላት፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ Very important resource: ኣገዳሲ ሓበሬታታት፡ ብዛዕባ ዘለዉ ናይ ስኮላርሺፕ ዕድላት፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ???? http://www.refugee-study.co.uk/ REFUGEE-STUDY.CO.UK Sources of funding for refugees and asylum seekers
Warwick University Scholarship Opportunity

ናይ ስኮላርሺፕ ዕድልንጠቐመሉ። ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ዋርዊክ ዩኒቨርሲቲ ንኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከቡ ስደተኛታትን ዑቕባ ሓተትቲ ናይ ድሕረ፡ምረቓ ስኮላርሺፕ ዕድል ኣዳልዩ ስለዘሎ ንጠቐመሉ። ኣፕሊኬሽን ዝዕጸወሉ February 26 ስለዝኾነ ንኹሉ ዝምልከቶ ነዛ ዕድል ክጥቀሙላ ብቕልጡፍ ነባጽሓያ። በዛ link ጌርኩም apply ግበሩ https://warwick.ac.uk/services/dc/schols_fund/scholarships_and_funding/sanctuary/ ንዝኾነ፡ ደገፍ እንተኣድልይኩም ንፍናን ተወከሱ፡ ፍናን Warwick University has funding opportunities for refugees and asylum […]