A short presentation about mentoring–an Eritrean youth’s perspective. Milkias Tezare, a youth in his early 20s an active member of ፍናን | FNAN Eritrean Youth and Family Outreach; he is currently mentoring a number of children; he is studying Social Working at a University with a special emphasis on mentoring.
A thank you note from Little F’nan:) Fnan is growing solid by having you, Milkias.
ሓጻር መልእኽቲ ብዛዕባ ዓርከ ተምሃርነት፡ ብዓይኒ ኤርትራዊ መንእሰይ።
ሚልክያስ ተዛረ፡ ለባም ብዕድመ ንኡስ፡ ኣብ ከባቢ ዕስራታት እዩ። ሚልክያስ ግዱስ ኣባል ፍናን ኮይኑ፡ ኣብዛ እዋን ብዓቅሙ ንሓያሎ ቆልዑ ተምሃሮ ሜንቶር ኮይኑ የገልግል፡ ናይ ሶሻል ዎርክስ፡ ሜንቶሪንግ ዘተኮረ ዲግሪ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ይመሃር ኣሎ።
ሚልኪያስ ሓውና የቐንየልና | ፍናን ሳላከማኻ ፍናን ወሲኻ
ክቡራት ኣሓትን / ኣሕዋትን ኣብነት ሚልክያስ ተኸቲልና፡ ኣንፈት ምእላይ ኣሕዋትና፡ ኣሓትና፡ ደቅና፡ ነንሕድና ብመልክዕ ዓርከ ተምሃርነት ኣቢልና ንግበር። ሓያለ ከምዛ መልእኽቲ ስለዝስዕብ፡ ኣድህቦኹም ኣይፈለየና።
ፍናንኩም ኣይፈለየና | Thank you