Children of Eritrean Origin in UK – Air their Lockdown Experience–to premiere on Wednesday June 24th 2020 @06:00 PM GMT. until then watch this video as preview.
ተመክሮ ህጻናት ኣብ ገዛ ተሐጺሮም ዘሕለፍወን ግዜታት፡ ፍናን ሓደ ተበግሶ ኣልዒላ፡ ሕቶታት ኣቕሪባ ተወኪሳቶም። ንጽባሕ ሮቡዕ 24 ሰነ 2020 6:00 GMT ስለንፍንዎ፡ ሞራልኩም ኣይፈለዮም።
ንሶም ሀ ኢሎምና ኣለዉ’ሞ ንሕና ኸኣ ህ ንበሎም፡ ሆ ዘብል ፍናን ነስንቆም።
ፍናን ከምዚ ዓይነት መደባት ብቐጻሊ ነዞም ዕሸላት ዘሳትፍ ተዋድ ድ ኣላ’ሞ ሃየ ሓበሬታ ከየምልጠኩም፡ ሳብስክራይቭ፡ ብትሕዝቶ እንተተመሲጥኩም፡ ላይክ፡ እዚ ንነዳልዎ መደባት፡ ኣብ ንነጥፎም መዳያት ኣዝዩ ስለዝሕግዘና።
በረኸትኩም ኣይፈለየና
ፍናን