ክቡራት ኣሓትን / ኣሕዋትን
ፍናን – ኮሮና /ሕይወት ኣገዳሲት ስለዝኾነት – ብዝብል ቴማ ንዛ ቪድዮ ተቕርበልኩም።
ኣገደስቲ ሓበሬታትን ሓፈሻዊ መልክዕን ኖቬል ኮሮና-ቫይረስ ካብ ዝተፈላለዩ ክኢላታትን ኣብተን ዝተፈልጣ ማዕከናት ከም በዓል መዚ ጥዕና ዓለም(WHO)፡ ማዕከል መቆጻጸሪ ሕማማት(CDC) ኣሜሪካ ካብዝወሃብ ዘሎ መምሪሒታት ጽሙቕ ኣቢልና ነቕርበልኩም።
ናብ ኩሉ ክባጻሕ ሼር ንግበር፡ ብሕልፊ ናብቶም ከንብቡን ክጽሕፉን ዘይክእሉ ክፋላት ሕብረተሰብና። ነዚ ሊንክ ንጽቀጥ: http://bit.ly/fnancoronayoutube
To Download F’NAN Corona Guide Click this link / ነዚ ቀሊል መረዳእታ ብፒዲኤፍ ፎርማት ዳውንሎድ ክንገብር፡ ነዚ ሊንክ ንጽቀጥ: http://bit.ly/fnancoronaguide
ፍናንኩም ኣይፈለየና | Thank you