ፍናን ንስራሕ ክንረክብ ከውሕሰና ዝኽእል ዓውደ ትምህርቲ ትህብ ከምዘላ ተበስር።
Continues Every Friday from 7:00PM to 9:00PM until further notice,
on ZOOM: https://zoom.us/s/91498257152
እዚ ትምህርቲ ብቐጻሊ ዓርቢ ዓርቢ ኣብ ሰዓታት 7:00 ክሳብ 9:00 ናይ ምሸት ኣብ ዘሎ እዋን ብመንገዲ ዙም ፍናን ከምዝወሃብ ፍናን ተበስር።
Don’t miss this useful opportunity for progressing into your career ladder.
ነዚ ንስራሕ ክንረክብ ዘዐውት ጸጋ ተኻፈልቲ ክንከውን ሃየ’ድኣ ንመዝገብ
FNAN has planned to deliver group sessions of Employability workshop. It is aimed at anyone who is looking for a job or wanting to change career.
The content of the training will be:
- Employment law
- CV writing
- Cover letter
- Speculative letter
- Job matching
- Transferrable skills match
- Interview skills
- Panel mock interview
Professional/graduate and basic levels
Delivered in condensed and extended format.
እዚ ትምህርቲ ብጽሙቕን ብስፍሕን ዝበለ ኣቀራርባ ዝዳሎ ኮይኑ፡ ትሕዝቶኡ:
- ንኢንተርቪይው ብኸመይ ንዳሎ፧
- እንታይ እንታይ ሕቶታት ንሕተት፧
- እንታይ እንታይ ብቑዓት መልስታት ንህብ፧
- ሲቪና ነቲ ነመልክቶ ስራሕ ብኸመይ ነመዓራርዮ፧
- ተወራረስቲ ናይ ስራሕ ተመክሮታትና ብኸመይ ንጥቀመሎም
- ዘዐውት ደብዳቤ ብኸመይ ነዳሉን፧
- ናይ ኢንተርቪይው ፕሮቫ ን
- ሓደስቲ ተመረቕቲ ዩኒቨርሲቲ ዘድልዮም ምድልዋት
ካልኦት ኣገደስቲ ነገራትን ዘካተተ እዩ።
All Welcome
ብደሓን ምጹ።