FNAN EMPLOYABILITY WORKSHOP
ፍናን ንደገፍ መንእሰያትን ቤተሰብን ዓባይ ብሪጣንያ ንስራሕ ምርካብ ዘድልዩና ክእለታት ከነኻዕብት ኣብ እዞም ኣብዚ ስእሊ ሰፊሮም ዘለዉ ነጥብታት ኣድህቦ ዝህብ ትምህርቲ ኣብ ኣርባዕተ ተኸታታልቲ ሰሚናራት ካብ ዓርቢ ዕለት 09 ጥቅምቲ ጀሚራ ኣብ ሰዓታት 2:30 PM ክሳብ ሰዓት 4:00 PM ዘሎ እዋን ብZOOM ኣቢላ ክትህብ ሙዃና እናበሰርና፡ ኣብዚ መኣዲ ክትጽንበርዋ ፍናን ብኽብሪ ትዕድም።
መሃሪት፡ ሓፍትና ራሄል ዳንኤል
ቀዳማይ ኣስተምህሮ ዝጅምረሉ ዓርቢ 09 October 2020 at 02:30PM – ስዒቡ ሰለስተ ሰሙናዊ ተኸታተልቲ ኣስተምህሮታት
ክትምዝገቡ ፡ ብዛዕባ እቲ መኣዲ ትምህርትን ትሕዝቶኡን ፡ ንZOOM ዘእትወኩም ሊንክ ክትረኽቡ ፡ ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ፍናን ፡ ክትፈልጡ መረዳእታ ክህልወኩም ነዛ ሊንክ ጠውቑ።
Please click the following link to register and get more details about the workshop, about FNAN, and the zoom link.
Click Here: https://linktr.ee/FNAN
ብደሓን ምጹ
Looking forward to see you.
ነዚ ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ናብ ኩሉ ተጠቃሚ ከተባጽሕዎ ፍናን ትምሕጸን
Please Share this important FNAN Event.
Thank you | FNAN
የቐንየልና : በረኸትኩም ኣይፈለየና ፡ ፍናን